Household Hazardous Waste Household Disposal Locations Wastemobile Business Hazardous Waste Hazardous Waste Directory Industrial Materials Exchange (IMEX) Financial Help Report a Violator
Hazardous & Toxic Chemicals Natural Landscaping & Pesticides Floods EnviroStars Policy Young Children & Families Choose Safer Household Products Resources for Schools
Library Publications
Spanish Vietnamese Russian Somali Chinese Korean Ukrainian Other Languages

Publications

Home >> Publication List

Search Clear
5 records found
 TitleAuthorAbstractPublication
Date
ጥንቃቐ ብዝተመልኦ ኣገባብ ዝፍጸም ናይ ጽሬት ስራሕ
Emmanuel Rivera
እዘን ስእልታት ብውሕሉል ኣገባብ ንዝፍጸም ኣስተምህሮ(ዎርክሾፕ) ናይ ጽሬት ኣብ ዝወሃበሉ እዋን ንምስላጥ ዝጠቕማ እየን። እዚ ዎርክሾፕ ናይ ጽሬት ሰራሕተኛታትን ኣብ ውሽጢ ገዛ ዝሰርሑ ናይ ጽሬት ሰራሕተኛታት ስራሖም ብዘተኣማምን መገዲ ንኸሳልጡ ዝሕግዞም እዩ፤ ካብዚ ኣስተምህሮ ናይ ጽሬት ሰራሕተኛታት ብዛዕባ ኣመራርጻ ዘተኣማምኑን ንጽሬት ዝሕግዙ ፍርያት: ካብ ሓደጋ ንምክልኻል ዝሕግዙ ኣልባሳትን ስልጠና ክወሃቡ እዩም።
03/01/2016
በቀጠሊያ ጽርየት ስድራይ ደህንነቶም ተሃሊዩ
Mary Rabourn
ንቤተሰብኩም ካብ ስሚ ዘለዎም ኬሚካላት ነዞም ዚስዕቡ ቐለልቲ ሜላትት ብምጥቓም ሓለዋ ግበሩሎም። DANGER ወይ POISON ምልክት ዚተገብረሎም ምህርቲታት ኣልግስዎም። እዚ ስጉምቲ መሬት፣ ፎሮኖ፣ መሕጸቢ ኣቑሑትን እና ሽቃቕ ንምጽራይ ተጥቐሙሎም ናይ ባዕልኩም መጸረዪታት ምድላው ይሕውስ።
02/01/2013
ንመግቢ ዝኸውን ኣትኽልቲ ኣብ ዌስተርን ዋሽንግተን ምብቛል
David McDonald
እዚ መምርሒ ንውልቕኹምን ንስድራ ቤትኩምን ንመግቢ ዝኸውን ጥዑይ ኣትኽልቲ ኣብ ምብቛል ክሕግዘኩም እዩ። ነዞም ዝስዕብ ፍለጥዎ፡ ንምልማዕ ኣታኽልቲ ዝኸውን ዝበለጸ ቦታ ምምራጽ፡ ንመልምዒ ዝውዕል ሓምድን ዱኽዒ(ኮምፖስት)፡ ንቡቕሊ ዝኸውን ዝበለጸ እዋን ምምራጽ፡ ንነዊሕ ኣታኽልቲ እዋን ምብቋል፡ ብዙሕ ምህርቲ ምርካብ፡ ኣብ ውሽጢ ዓመት ብቀጻሊ ኣትኽልቲ ምብቋል፡ንእቶትካ ምእካብን ንካልኦት ምምቃል። ብኢንግሊሽ ዝተጻሕፈ ጽሑፍ ዘጠቓለለ እዩ።
03/01/2012
ኣብ ውሽጢ ካንሸሎ ንዘሎ ተፈጥሮኣዊ መሬት ንምክንኻን ዝሕግዙ ሓሙሽተ ስጉምትታት
David McDonald
ኣብ ውሽጢ ካንሸሎ ንዘሎ ተፈጥሮኣዊ መሬት ንስድራ ቤትኩምን ንኸባቢኹምን ብዘውሕስ ኣገባብ ንምክንኻን ዝሕግዙ ሓሙሽተ ስጉምትታት ፍለጥዎም፡ እዚ ድማ ጥዑይ ንቡቕሊ ዝኸውን ሓመድ ምድላው፡ ማይ ብውሕሉል ኣገባብ ንኣትክልቲ ምስታይን ጸረ-ባልዓት ዘይምጥቃም።
10/01/2011
ጠቐምቲ ሓሳባት ንጥዕይቲ ስድራቤት
Healthy Home Tips
ሓደ ገጽ ናይዚ ንእሽቶ ጽሑፍ፡ ንውሑስ ዘቤታዊ ፍርያት ኣብቲ ጽሑፍ ብዘለዉ ቍልፊ ቓላት ብኸመይ ከም እተለልዮ፡ ንሓደገኛታት ዘቤታዊ ፍርያት ብኸመይ ብውሑስ መገዲ ከም እትጕሕፎም ዚምልከት ሓበሬታ፡ ከምኡ'ውን ስድራቤትካ ንጸረ-ባልዕ እትቃልዓሉ ኵነታት ብኸመይ ከም እትንክዮ ዚእምት ጠቓሚ ሓሳባት የካትት። እቲ ኻልእ ገጽ ድማ፡ ንሽዱሽተ ዝውቱራት ዕዮታት ጽርየት ዚምልከት መምርሒ ውሑስ ኣገባባት፡ ከምኡ'ውን ንውሑስ ኣገባብ ምቕባእ ቀለም ዚሕግዙ ጠቐምቲ ሓሳባት ዝሓቘፈ እዩ።
01/20/2009